Kontakt

ኣብ’ዚ፡ ናይ ቈጸራ ግዜ ክትሕዙ ወይ ድማ መቐበሊ ማእከል ናይ ክፍሊ መርመራ ዋህዮ ክትቅይሩ ትኽእሉ ኢኹም።

Boka om ditt cellprov(መርመራ ዋህዮ ንምግባር ቈጸራ ሓዚ)

ብዛዕባ ህላወ ተቐባል ጋሻ ብኣካል ኣብ ክፍሊ መቐበሊ ክትፈልጥ፡ ንኣብነት መሕኮሪ ወይ ተመሳሳሊ መደየቢ ኣሎዎን የብሉን ንኽትፈልጥ ብናይ ህላወ መረጋገጺ መዝገብ ክትገብሮ ትኽእል ኢኻ።

እታ ናይ መወዳእታ መርመራ ዋህዮ ዝገበርክላ ግዜ ምዓስ ከም ዝነበረት እንተ ተጠራጢርኪ ወይ ድማ ሓንቲ ዝሓለፈትኪ መጸዋዕታ እንተ ነይራ ነቲ ናይ’ቲ ዞባ ቤት ጽሕፈት መጸዋዕታ ብቚጽሪ ተለፎን 010-473 39 ብምድዋል ምውካስ ይክኣል’ዩ።

För dig som bor i Halland finns mer information här https://www.1177.se/halland/cellprov(ኣብ ሃላንድ ነበርቲ ንዝዀንኩም ድማ ኣብ’ዚ ስዒቡ ዘሎ መርበብ ሓበሬታ፡ ማለት https://www.1177.se/halland/cellprov ዝያዳ መብርሂ ኣሎኩም።

Senast uppdaterad: 2019-04-24 09:31